ኣብዚ ፓድ ካስት እዚ፣ኣብዚ ባዕልና ዝሰራሕናዮም፣ወይ ከኣ ይጠቅም ኢዩ፣ይሃንጽ ኢዩ ዝበልናዮ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ኣውድዮታት በብግዜኡ ናብ ሰማዕቲ ንፍኑ.ነብይ ኣሞጽ ኣብ ኣሞጽ8,11 እግዚኣብሄር ጥሜት ናብ ምድሪ ዝሰደለን መዓልታት ከም ዝመጻ፡እቲ ጥሜት ግና ናይ መግቢ ወይ ናይ መስተ ዘይኮነስ፣ጥሜት ናይ ምስማዕ ቃል ኣምላኽ ምዃኑ ይዛረብ.ኣብዚ ክነስተውዕሎ ዝግብኣና እምበኣር ቃል ኣምላኽ ኣይኮነን ውሒዱ ሰብ ዝጠሚ ዘሎ፡እቲ ነቲ ጥዑይ ቃል ዝሰምዕ ሸውሃት ግና ይጠፍ እ፣እቲ ሸውሃት እቲ ምስ ጠፍአ ኸኣ ጥሜትና ንምርዋይ ናብ ጃንክ መግቢ ንኸይድ.ኣብዚ ፖድካስት እዚ እምበኣር ብዝተኻእለ መጠን ጥዑይ መንፈሳዊ መኣዛታት ዘለዎም፣ግዝያዊ ዕግበት ዘይኮነስ ንክርስቶስ ክንመስል ዝሕግዙና ትሕዝቶታት ይቐርቡ.በብ እዋኑ እንለቆም ትሕዝቶታት መታን ብዘይምቁራጽ ክበጽሕኩም፡ብምሕረት ኣምላኽ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ክቡር ዕድሜና ኢዪ-ጎይታ ይባርኽኹም
We don't know anything about the creators of this podcast yet. You can so they can be credited for this and other podcasts.
This podcast hasn't been reviewed yet. You can to show others what you thought.
There are no lists that include "Amos". You can add this podcast to a new or existing list.
Host or manage this podcast?
Do you host or manage this podcast?
Claim and edit this page to your liking.
Are we missing an episode or update?
Use this to check the RSS feed immediately.
Avg. Episode Length
About 1 hour
This podcast, its content, and its artwork are not owned by, affiliated with, or endorsed by Podchaser.