Podchaser Logo
Home
Emkulu's Podcast

Emkulu

Emkulu's Podcast

An Arts, Books and Society podcast
Good podcast? Give it some love!
Emkulu's Podcast

Emkulu

Emkulu's Podcast

Episodes
Emkulu's Podcast

Emkulu

Emkulu's Podcast

An Arts, Books and Society podcast
Good podcast? Give it some love!
Rate Podcast

Episodes of Emkulu's Podcast

Mark All
Search Episodes...
"ፍቕሪ ወይኸኣ ሞት" - ስለ ፍቕሪ ሞት እትጽንብል፡ስለ ስደት እትደጐዕ፡ስለ ስቓይ ጕዕዞ ሰሃራ ኣብ ኣእምሮ ነባቢ ዝሰኣሉ ሕብሪታት ዝቐረበት መጽሓፍ ቅኔት ምዃና፡ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤልን ፍቕረይ የማነን ኣብ ናይ ሎሚ ዘተና የብርሁ።
ጽዋ "ባህጊ"፡ ኣብ ዝሓለፋ ሒደት ሳምንቲ፡ ብእንግሊዝኛ ተተርጒማ ብመገዲ ኣብ ሽወደን ዝርከብ ኣሕታሚ Black Island ንንባብ በቒዓ ኣላ። በዚ ኣጋጣሚ፡ ደራሲ'ዛ ጽዋ ተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ከምኡ'ውን ሴፉ ኣብርሃምን፡ እታ መጽሓፍ ብኸመይ ክዉን ከም ዝዀነትን ንሓፈሻዊ ትሕዝቶኣን ዝምልከት ተዛትዮም ኣለዉ።
ዘተ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ'ቶም ብ2019 ኣብ ዝተሓትመት "ኣለኹ" እትብል መጽሓፍ ይርጋኣለም ፍስሃ ዝርከቡ ግጥምታት። ተዛተይቲ፡ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም፡ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል፡ ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም።A discussion on human rights in Yirgalem Fisseha's poems from her 2019 book of poetry collection
ዘተ ብዛዕባ ጕዳይ ደቀንስትዮ ኣብ'ቶም ብ2019 ኣብ ዝተሓትመት "ኣለኹ" እትብል መጽሓፍ ይርጋኣለም ፍስሃ ዝርከቡ ግጥምታት። ተዛተይቲ፡ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም፡ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል፡ ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም።A discussion on women's issue in Yirgalem Fisseha's poems from her 2019 book of poetry collectio
ዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ጸሊም ግመ" ካብ "ንጉስ ገበን" ብደንደን ሰለሙን። ተዛተይቲ፡ድረኣሲ ደንደን ሰለሙን፡ተስፊት ኣብርሃም፡ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም።A discussion on Denden Solomon's short story "Tselim Gime" from his book, a collection of short stories, "Nigus Geben". Discussants Denden hims
ንገለ ካብ ስራሓት ኤርሚያስ ክትዕዘቡ ምስ እትደልዩ ነዚኣ መላግቦ ብምጥዋቕ ናብ ናይ ፈይስቡክ ገጹ ብጽሑ።ኣብዚ ዝተገብረ ዘተ ንናይ ኤርሚያስ ቅብኣ ኣመልኪቱ ብሃይለ ቢዘን ዝተጻሕፈ ኣስተማቓሪ ጹሑፍ ተጠቒሱ ኣሎ። ክተንብቡዎ ምስ እትደልዩ ነዚኣ መልግቦ ጠውቑ።
እዚ መደብ ንጽዋ ለበዳ ፌራን ደራሲ ኣልበርት ካምዩን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ እዩ። እዚ ኣብዚ ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ ኣብ መጽሔት እምኵሉ ኣቐድም ኣቢሉ ተሓቲሙ ኣሎ።
እዚ ዘተ ብቐንዱ ዘተኵረለን ስራሓት "ኣብ ዋዜማ ውግእ"፡ "ድሮ ተበገስ" ከምኡ'ውን "ድሕሪ ውግእ” ዝብላ ሓጸርቲ ዛንታት ኰይነን፡ ንርእሰ-ነገር ወይ ድማ ቴማ ኲናት ዝብል ክኸውን'ዩ።The discussion focuses on the theme war in three short stories titled: "Ab Waziema Wigie", "Diro Tebeges", and "Dihri Wigie".
ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሎ ፖድካስትዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ፍቕሪ ሃገር" ካብ "ዝጠመመ መትሎ" ብሽሻይ ገብረሃንስ!!
Rate

Join Podchaser to...

  • Rate podcasts and episodes
  • Follow podcasts and creators
  • Create podcast and episode lists
  • & much more

Unlock more with Podchaser Pro

  • Audience Insights
  • Contact Information
  • Demographics
  • Charts
  • Sponsor History
  • and More!
Pro Features